Home
Dr Beyan
Sheikh Saleh
Sheikh Abdulalim
Sheikh Abdulaziz
Sh. Mahamed Abu Hala
Sheikh Ibrahim Siraj
Ustaz Mahmud
Other Tigrigna Elim
Tigrigna Video
Islamic Links
About and Contact

ሸይኽ ዓብድልዓዚዝ ፐይጅ

 

ምልክታት ነይ ኣኼራ

To download, right click on the 'Listen or Download' and 'Save As'

ነኣሽቱ ምልክታት ነይ መጨረስታ መዓልቲ (ኣኼራ)

ሸይኽ ዓብድልዓዚዝ እተጠቀመ መጽሓፍ ነዚ ዕልሚ ምትንታን - ምልክታት ነይ መጨረስታ መዓልቲ (ኣሽራጥ ሰዓ)  - (ዓረብ) | ብትግርኛ እንተሎ ሓብሩና
1. መእተዊን ኣስማትን ነይ መጨረስታ መዓልቲ (ኣኼራ)

Listen or Download

ብመዓልቲ ሶኒ ዕለት 8 ወርሒ 6 - 2015 ዝተመልአ

ብዕለት ወርሒ 6/2015 ዝወረደ

2. ጊዜ ነይ መጨረስታ መዓልቲ (ዮውመል ቒያማ) - ነኣሽቱ ምልክታት ቅድሚ ዮውመል ቒያማ 1. ልኡኽነት ነይ ረሱሉላህ (ሰ. ዓ. ወ) 2. ሞት ነይ ረሱሉላህ (ሰለላህ ዓለይሂ ወሰለም)  3. ዮሩሳሌም (በይት ኣል ምቕድስ) ትፍታሕ 4. ኣብ ዓምዋስ ትበሃል ዓዲ ብሕማም ቡዙሕ ሰብ ይሞውት

Listen or Download

ብመዓልቲ ሶኒ ዕለት 15 ወርሒ 6 - 2015 ዝተመልአ

ብዕለት ወርሒ 8 - 2015 ዝወረደ

3.

5, ገንዘብ ይበዝሕ 6. ህውከት (ፊትና) ይበዝሕ 

Audio   /  Video

ብመዓልቲ ሶኒ ዕለት 24 ወርሒ 8 - 2015 ዝተመልአ

ብዕለት ወርሒ 8 - 2015 ዝወረደ

4. 6.1 ፊትና ካብ ምብራቕ ይመጽ 6.2 ሰይድና ዑስማን ይቕተል 6.3 ውግእ ኣብ ነይ ግመል ዝበሃል ቦታ ይርከብ 6.4. ውግእ ኣብ  ሲፊያን ዝበሃል ቦታ ይርከብ

Audio

ብመዓልቲ ሶኒ ዕለት 31 ወርሒ 8 - 2015 ዝተመልአ

ብዕለት ወርሒ 9 - 2015 ዝወረደ

5. 20. ደርፊ 21. ባርያ ጎይታኣ ትወልድ

Listen or Download

ብዕለት ወርሒ 11/2014 ዝወረደ

6.

22.መቕተልቲ ይበዝሕ 23.ጊዜ ይቀራረብ 24.ሹቕ ይቀራረብ 25.ሽርካ ብረቢ ምብዛሕ 26.ዓቢ ዘንብታት ዝፍጸመሉን ቤተሰብ ዝበታተኸሉን

Listen or Download

ብዕለት ወርሒ 11/2014 ዝወረደ

7.

27.ሽማግለ ንእሽተይ ክመስል ይደሊ 28.ብቂ ገንዘብ ይበዝሕ 29.ንግዲ ይበዝሕ 30.ምንቅጥቃጥ ምሬት ይበዝሕ

Listen or Download

ብዕለት ወርሒ 11/2014 ዝወረደ

8.

31.መሬት ምውሓጥን ንእንስሳ ምቕያርን እሳተ ጎመራን ይበዝሕ 32.ሳሊሒን ይሞቱ 33.ቱሑታት ይነግሱ

Listen or Download

ብዕለት ወርሒ 11/2014 ዝወረደ

9. 34. ሰላም ንትፈልጦ ጥራይ ትብሎ 35. ካብ ዘይፈልጡ ዕልሚ ምውሳድ 36. ኣንስቲ ክዳን 37. ሕቅነት ነይ ዕልሚ ምዝውታር 38. ጽሑፍ ምዝውታር 39. ሱና ምግዳፍ 40. ወርሒ ትዓቢ

Listen or Download

ብዕለት ወርሒ 11/2014 ዝወረደ

10. 41. ሓሶት ምብዛሕ 42. ብሓሶት ምምስካር ምብዛሕ 43. ኣንስቲ ይበዝሓን ኣሰብኡት ይውሕሱን 44.ሞት ብሃንደበት ይበዝሕ 45. ራሕማ (ርህራሀ) ይጠፍእ 46.ምድሪ ዓረብ ኣብ ለምለም ትቕየር 47.ማይ ብዙሕ ይወቅዕ ግን እኽሊ ይውሕድ 48. ነይ ዓራቕ ውሕጅ ፉራት ናብ ወርቂ ይቕየር 49.እንስሳታት ክዛረባ ይጅምራ

Listen or Download

ብዕለት ወርሒ 11/2014 ዝወረደ

11. 50.ሰብ ሞት ይምነ ብሚሒር ብዝሕ ሽግር 51.ሮማውያን ጸዓዱ ቁጽሮም ይበዝሕን ነስላም ይዋግኡ 52.ኢስታምቡል ቱርኪ ኣብ ኢድ ኣስላም ትኣቱ

Listen or Download

ብዕለት ወርሒ 11/2014 ዝወረደ

12. 53.መራሒ ካብ ጋሕጣን ዝበሃል ይመጽእ 54.ኣስላማይ ምስ የሁድ ይዋጋእ 55.መዲና ተቐመጥታ ይገድፋዋ 56.ጥዑም ንፋስ ነይ ሙእሚኒን ሩሕ ትወስድ 57.ካዕባ ትፈርስ

Listen or Download

ብዕለት ወርሒ 11/2014 ዝወረደ

ዓበይቲ ምልክታት ነይ ኣኼራ
13. 1.መራሒ ማህዲ ይመጽእ

Listen or Download

ብዕለት ወርሒ 11/2014 ዝወረደ

14. 2.ነይ ደጃል ንግስነት ክፍሊ 1

Listen or Download

ብዕለት ወርሒ 11/2014 ዝወረደ

15. 2.ነይ ደጃል ንግስነት ክፍሊ 2

Listen or Download

ብዕለት ወርሒ 11/2014 ዝወረደ

16. 3.ነቢ ዒሳ ይመጽእ

Listen or Download

ብዕለት ወርሒ 11/2014 ዝወረደ

17. 4.ያእጁጅን ማእጁጅን ይመጹ 5.መሬት ትጭደድ

Listen or Download

ብዕለት ወርሒ 11/2014 ዝወረደ

Home | Dr Beyan | Sheikh Saleh | Sheikh Abdulalim | Sheikh Abdulaziz | Sh. Mahamed Abu Hala | Sheikh Ibrahim Siraj | Ustaz Mahmud | Other Tigrigna Elim | Tigrigna Video | Islamic Links | About and Contact

 Copyright Tigrigna Dawa Web Site 2006. All rights Reserved.